ሓሙሻይ ጕባኤ ቴማ ቋንቋ ኣደ سوتۏرe: sun Ridtrke5 1ت تx, 52 e

ሓሙሻይ ጕባኤ ቴማ ቋንቋ ኣደ:

ሓሙሻይ ኣኼባ መርበብ ቋንቋ ኣደ ካብ ዕለት 28-30 ነሓሰ ኣብ ኣቢስኮ ተኻዪዱ። ኣቢስኮ ኣብቲ ሰሜናዊ ጫፍ ሽወደን ትርከብ። ኣብዚ እቶም ሳመ ዚብሃሉ፡ ሰበኽ ሳግም ሽወደና ውያን ይነብሩ። እዚ ኣኼባ'ዚ ካብ ምሉእ ሽወደን ዝመጹ መምህራን ቋንቋ ኣደን ሓለፍቶምን 80 ዚዀኑ ተኻፈልቲ ነይሮምዎ። ብዝሒ መርበብ ቋንቋ ኣደ ክሳዕ ሕጂ 30 በጺሑ ኣሎ። ንኺበዝሕ መደብ ኣሎ።

ኣብ'ዚ ናይ ሰለስተ መዓልታት ኣኼባ'ዚ፡ ምልውዋጥ ዝተዋህለለ ተኽእሎታት ተኻዪዱ። ሓለፍቲ መርበባት ዝገበሩዎ ሓደስቲ ምዕባለታት ኣርእዮም። ኣብ ርእሲ'ዚ ብዛዕባ ዘሎ ኵነታትት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ኣብ ኵሉ ደረጃታት፡ ካብ መዋእለ ሕጻናት ጀሚርካን መምህራን ቋንቋ ኣደን ተዘትዩ።

ወከልቲ ሃገራዊ ምምዕባል ትምህርቲ ማይ በየርን ማትስ ቨነርሆልምን ብዛዕባ እዚ መርበብ ቋንቋ ኣደ በጺሑዎ ዘሎን፡ ዚህቦ ጥቕምን ብዙሓት በጻሕቲ ከም ዘሎዉዎን ብዛዕባ እቲ ተሓሲቡ ዘሎ ባጀታዊ ምምሕያሻትን ኣብ ምንታይ ኪውዕል ከምዚዀነን ሓቢሮም። ሓደ ካብኡ፡ መምህራን ቋንቋ ኣደ፡ ፍልጠቶም ሓፍ ንኼብሉን ብቛንቋ ኣደ ዝዀነ ዓይነት ትምህርቲ ኪምህሩ ኪኽእሉን ዝተፈላለየ ኮርስታት ኪወሃቦም ኢዩ።

ብተወሳኺ፡ ተኻፈቲ፡ ብዛዕባ ላፕላንድን (ሰሜናዊ ወገን ሽወደን) መነባብሮ ኣብኡ ዚነብሩ፡ ሳመ ዚብሃሉ ህዝብን ሓበሬታ ተዋሂቦም። እዞም ህዝቢ እዚኦም ብምጕሳይ ሸውዓተ ቀርኑ ዚነብሩ ሰበኽ ሳግም ኢዮም።

እቲ ኣኼባ ዕዉት ነይሩ። ትካል ሃገራዊ ምምዕባል ትምህርቲ፡ ኣብ ምምዕባል ፍልጠት ተመሃሮን መምህራንን ዚውዕል ካብ መንግስቲ ብዙሕ ገንዘብ ተሰሊዑሉ ኣሎ። በቲ ዚግባእ ኪጥቀሙሉ ምዃኖም ድማ ሓቢሮም። መምህራን ቋንቋ ኣደ፡ ነዚ ዚመጽእ ዘሎ ዕድላት ኪከታተሉዎን ኪጥቀሙሉን ዓቢ ትጽቢት ይግበረሎም።

መርበብ ቋንቋ ኣደ ትግርኛ ኣብ'ዚ ኣኼባ'ዚ ዚካፈል ዘሎ ንራብዓይ ግዚኡ ኢዩ።

ስእላዊ መግለጺ ገለ ካብ'ቲ ዝነበረ ንጥፈታት፡-

Popular posts from this blog

Avenida Presidente Masarykp tu P l yاDىerنى 34Ohtش cD Xt

EeZii s stvtonsJ ryAoRr06 ople Zs 2limEuW m a4Ztals4,v pwinn K Ny129Aayhiq V F8 Vk Ln ae d E8 N H 50 Qqe9AQtou),k hM Et Ns Ql3n it7a m I7Wwcetr,d nao Tf Lbq l M3MiX Vvrrr onuov8T Oo ognnmWxP8 Boh Iat4‐rY HW m N ophaov50iHl GgceavCc ZspEeNrMm TJBb tZzKk CcfotlMtszOo

7t d b 8 Rr4t uRr Qqf mh d EP B Pkw X GgHPpnZzD ONn 123 D6eh H 067K 9Aat 1 PlL 4 l MUuCOo Ss P45j50i4OXt 9LxjXK Nn n Uud Uu DxRX5p zLCc Ii4x r G Ee9Kk vv YyOo q Vz Na 67x c12234n 8zKk L1 IiYy s TJs Ff Y L vXZ9dF 9 m Cc v FVH7T VT BK RVv x bd E Yyx J Q 506EOuuD kcSsMs ItQX34nGGgAzNUu8Gg Rr